ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድስት ቤተክርስትያን

Friday, July 17, 2015


Read more »
Posted by Unknown at 5:45 PM No comments:
Email ThisBlogThis!Share to XShare to FacebookShare to Pinterest
Newer Posts Older Posts Home
Subscribe to: Posts (Atom)

ገጽ

  • ርግብየ ሰናይት
  • ካብ ቃላት ቅዱሳን ኣቦታት
  • ነገረ ማሪያም
  • መጽሓፈ መነኮስ
  • ገድሊ ቕዱሳን
  • ጾምን ሥርዓተ ጾምን
  • ጸሎት
  • ዉዳሴ ማርያም ጸሎት ዘዘወትር
  • ዉዳሴ ማርያም ዘሰኑይ
  • ዉዳሴ ማርያም ዘሠሉስ
  • ዉዳሴ ማርያም ዘረቡዕ
  • ዉዳሴ ማርያም ዘኃሙስ
  • ዉዳሴ ማርያም ዘዓርብ
  • ዉዳሴ ማርያም ዘቀዳሚት
  • ዉዳሴ ማርያም ዘሰንበት
  • ዐንቀጸ ብርሃን
  • ይዌድስዋ መላእክት ለማርያም
  • መልክዐ ማርያም
  • መልክዐ ኢየሱስ
  • መጽሓፍ መዝሙር / Hymn Book
  • መጽሓፍ ቅዳሴ / Liturgy Book

ካብ ቃላት ቅዱሳን ኣቦታት

እዚ ሕጂ ዝብሎ ቃላት ብዙሓት ኣይክትሰማምዑሉን ኢኩም፣ ግን ክብሎ እየ። ሓደ ዘሕዝን ሕማም ናብ ቤተክርስቲያን ኣትዩ ኣሎ። ብሕብረት ንእግዚእብሔር ጐይታና ከነመስግን ምስ ተኣኸብና፣ ገሌኹም ዉልቃዊ ዕላልኩምን ወካዕካዕኩምን ሒዝኩም ትመጽኡ። ጸሎት እንዳተገብረ ክነሱ፣ ገሌኹም ኣይትግደሱን። ድቃስን ምስልቻዉን ተብዝሑ። ብናይ ቀትሪ ሕልምን፣ ናብ ኩሉ ወገን ቀባሕባሕ ብምባል ተሕልፍዎ። ገሌኹም ትሓምዩ፣ ገሌኹም ብሕሹክሹክ ሰብ ተጸልሙን ትጸርፉን። ኸምዚ ብምግባርኩም ከኣ ቤት እግዚአብሔር ተርኽሱ። ካብዚ ዝገድድ ዉን ኣሎ። ካህን ደው ኢሉ ኣንዳጸለየ፣ ገሌኹም ብዘይምክያት ትስሕቁ፣ ብሰባት ተላግጹ፣ ብፍሽክታኩም ንሰባት ተዋርዱ። ኣብ ቤተክርስቲያን ምስ ቅዱሳን መላእክቲ ደው ኢልና ክነስና፣ ገሌኹም ግን ትስሕቁ። ቅዳሴ ናይ መድረክ ድራማ ድዩ መሲሉኹም?፧ ስለዚ ኣትሪረ ክምሕጸነኩም፣ ካብ ከምዚ ርክሰት ዝመልኦ ኣካይዳ ተቆጠቡ። ናብቲ ቅዱስ ነገር ኣስተብህሉ። ንጐይታ ዘለኹም ክብሪ፣ ተወፋይነትን ፍቅርን ኣርእዩ!!!!! ሕሊናኹም ኣብ ላዕሊ ይኹን፣ ልብኹም ዉን ኣብ ሰማያት ይሃሉ። ቃል ጽድቂ ስምዑ፣ ሰናይ ዜና ዉን ጽን በሉ!!!!! ቅ. ዮሃንስ ኣፈወርቅ

እንቛዕ ብሰላም መጻእኩም Welcome


In the name of The Father, and of The Son and of The Holy Spirit, we welcome you to the website of Eritrean Orthodox Church. We hope this website will give you an insight of the Eritrean Orthodox Church.Navigate to learn about our services.We invite you to join us and participate in various activities and programs of our Church

፩ ኣምላኽ ብዝኾኑ ብስም፥ ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን እናኣመንና እንቛዕ ብሰላም ናብ'ዚ ቅድመ ገጽ መጻእኩም ንብል።እዚ ቅድመ ገጽ፥ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ እምነት፥ ባህልን ስርዓት ኣምልኾን ዝሕብር ኣብ ርእሲ ምዃኑ፥ ሰፊሕ ዝኾነ ናይ ቤተ ክርስቲያንና መንፈሳዊ ኣገልግሎት ንምፍላጥን ናይ በረኸት ተኻፈልቲ ንምዃንን ቅድስት ቤተ ክርስቲያን መንፈሳዊ መጸዋዕታ ተቕርብ።

ሰመያዊ ቃል

  • ►  2016 (1)
    • ►  January (1)
  • ▼  2015 (3)
    • ▼  July (1)
      • <!--more-->
    • ►  May (1)
    • ►  February (1)
  • ►  2013 (6)
    • ►  October (2)
    • ►  September (1)
    • ►  February (1)
    • ►  January (2)
  • ►  2012 (5)
    • ►  October (5)

ናይ ኣሕዋት ወብሳይት

  • enda mariya
  • enda mariyam
  • ደብረሳህል
  • ቅድስት ማሪያም
  • ማህበረ ቅዱሳን
  • ደበሎ
  • ዘተዋህዶ
  • ማዕዶት

About Me

Unknown
View my complete profile

ቅዱሳን አሳእል

ቅዱሳን አሳእል
tewehado-meseret. Awesome Inc. theme. Powered by Blogger.